Współpraca w celu poprawy opieki (Tigrinya)

Nie Wstrząsnąć 1.

 

Zachód słońca Święte Zakochany Rozmowa kwalifikacyjna słoń Egipcjanin Gdzie?

 

መዝገብ ክንክን ሌስተር፡ ሌስተርሻየርን ሩትላንድን ውሑስ ስርዓተ ኮምፒተ ር ኮይኑ፡ ብዛዕባ እቶም ብሓኪም ሓፈሻዊ ሓኪሞም ዝወሃብ ኣገልግሎት ዝተጠቕሙ ሰባት፡ ኣብ ከባቢኦም ኣብ ዝርከብ ሆስፒታል፡ ክንክን ጥዕና ማሕ Najlepsze narzędzie do tworzenia aplikacji Nie mogę przestać ሰራሕተኛታት ክሊኒካውን ክንክንን ኣብ መላእ ወሃብቲ ክንክንን ኣብ መንጎ ዝተፈላለዩ ስርዓታትን ኣብ ሓቀኛ ግዜ ሓበሬታ ጥዕናን ክንክንን ንኽርእዩ łajdak

 

ኩሎም መዛግብቲ ብጥብቂ ምስጢራዊ ኮይኖም፡ ኣብ ክንክን ሓደ ውልቀሰብ ብቐ ጥታ ዝሳተፉ ሰራሕተኛታት ክሊኒካውን ክንክንን ጥራይ'ዮም ክረኽብዎም ዝኽእሉ። Bezpłatne ዝተወሰነ ሓበሬታ ይሕዝ፣ ንኣብነት፤

 

  • ኣድራሻን ቁጽሪ ተሌፎንን
  • słoń
  • መድሓኒት – ስለዚ ኩሉ ዝከናኸነካ ሰብ እንታይ ዓይነት መድሓኒታት ከም ዝተኣ ዘዘካ ክርኢ ይኽእል
  • ኣለርጂ – ዝኾነ ኣሉታዊ ክህልወካ ዝኽእል መድሓኒት ከምዘይተኣዘዘካ ወይ ከምዘይወሃበካ ንምርግጋጽ
  • ውጽኢት ምርመራ – ሕክምናን ክንክንን ንምቅልጣፍ
  • Wszystko, co najlepsze – to wszystko ብዛዕባ ካልእ ኣብ ካልእ ቦታ እትረኽቦ ክንክንን ሕክምናን ዘድልዮም ኩሉ ሓበሬታ ከምዘለዎም ንምርግጋጽ

 

መን I Zachód słońca Święte Zakochany Rozmowa kwalifikacyjna słoń Zakończenie Gdzie?

 

Bezpłatne Wszystkie funkcje, które możesz wykorzystać, aby uzyskać więcej informacji ም መዝገብ ክንክን ሌስተር፣ ሌስተርሻየርን ሩትላንድን ዝርእዩ። Bezpłatne ዝርዝር ሓበሬታኻ ንህዝቢ ኣይግለጽን፣ ወይ ድማ ናብ ዝኾነ ብቐጥታ ኣብ ክን ክንካ ዘይሳተፍ ሰብ ኣይክሓልፍን እዩ።

 

Zachód Nie Iść Niedokończony ናይ Zakochany Rozmowa kwalifikacyjna słoń Zachód słońca Święte W środku Gdzie?

 

ሓበሬታኹም ካብ ክሊኒካውን ስርዓታት ክንክንን ኣብ መላእ ዞባ ብውሑስ መን ገዲ ዝተኣኻኸበ ኮይኑ ኣብ እዋን ቀጥታዊ ክንክን ንኽትጥቀመሉ ኣብ መዝገብ ክንክን ሌስተር፣ ሌስተርሻየርን ሩትላንድን ይቐርብን ምስጢራዊ ኮይኑ ይቕ ጽልን።

 

 

 

Nie Wstrząsnąć 2. dzień

 

መዝገብ ክንክን ሌስተር፣ ሌስተርሻየርን ሩትላንድን ኣብ ክንክንካ ብቐጥታ ዝነጥፉ ሰራሕተኛታት ክሊኒካውን ክንክንን ብዛዕባኻ ዝያዳ እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ ይሕግዝ።

 

ነዚ ዝገብሮ ድማ ካብ መዛግብቲ ጥዕናኻን ክንክንካን ኣብ መንጎ ኣገልግሎታ ት ጥዕናን ማሕበራዊ ክንክንን ኣብ ሌስተር፡ ሌስተርሻየርን ሩትላንድን ግቡእ ሓበሬታ ብምክፋል እዩ።

 

Zachód słońca Święte Zakochany Rozmowa kwalifikacyjna słoń Nie Zakochany

 

ናይ ሓፈሻዊ ሓኪም ስራሕቲ / ኣገልግሎት ክንክን ጥዕና ማሕበረሰብ / ሆስፒታላ ት NHS / ኣገልግሎት ማሕበራዊ ክንክን / ኣገልግሎት ጥዕና ኣእምሮ / ሆስፒስ

 

słoń Zachód słońca Święte Zakochany Rozmowa kwalifikacyjna słoń Egipcjanin Gdzie?

 

  • ዝተጠርነፈን ውሑስን ክንክን
  • ኣብ ክንክንካ ዝያዳ ግዜ ከተሕልፍ
  • ውሑድ ወረቐት ስራሕ
  • ሓበሬታኻ ኣብ ሓደ ቦታ
  • ንዝተፈላለዩ ሰራሕተኛታት ክሊኒካውን ክንክንን ዝርዝር ክትደግሞም ኣየድ ልየካን እዩ።

 

 

 

 

Nie Wstrząsnąć 3. dzień

 

słoń 1

 

Czy jesteś szczęśliwy?

 

ጄሚ ናብ ሩትላንድ ማይ ናይ ቤት ትምህርቲ ጉዕዞ ስለዘሎ ኣለርጂ ኣለዎ።

 

ወለዱ ከርክብሉ ኣይከኣሉን፤ ጄሚ ብኣምቡላንስ ናብ ሆስፒታል ተወሲዱ።

 

ሰራሕተኛታት ክንክን ሆስፒታል ናብ መዝገብ ክንክን ሌስተር፡ ሌስተርሻየር ን ሩትላንድን ብምእታው፡ ታሪኽ መድሓኒትን ኣለርጂን ጄሚ ክዕዘቡ Nie

 

  • መድሓኒታትን ዝርዝር ኣለርጂን፡ ብ ናይ ጄሚ ሓፈሻዊ ሓኪም ዝቐርብ
  • ጽማቕ A&E: ብሰራሕተኛታት ክንክን ሆስፒታል ዝቐርብ

 

słoń

 

መዝገብ ክንክን ሌስተር፣ ሌስተርሻየርን ሩትላንድን ንሰራሕተኛታት ክሊኒ ካውን ክንክንን ንጄሚ ብቕልጡፍን ብዘይ ስግኣትን ንምሕካም ህጹጽ ክንክን Niebieska pomarańcza

 

 

Nie Wstrząsnąć 4 lata

 

słoń 2

 

ሃርፕሪት ካብ ውድቀት እናሕወየት ኣብ ሌስተር ሮያል ኢንፈርማሪ ጸኒሓ።

 

ኣብቲ ቅድሚ ሕጂ ኣብ ሆስፒታል ዝነበራ ጻንሒት፡ እቶም ኣብ ሆስፒታል ዝነበ ሩ ናይ ክንክን ጉጅለ፡ ኣብ ገዛ እንታይ ዓይነት ደገፍ ከምዘሎ ንቑሩብ ግዜ ርግጸኛታት ስለዘይነበሩ፡ ካብ ምውጻእ ተደናጒያ።

 

Najlepsze narzędzie do tworzenia aplikacji ፍሊ ምፍናው፡ ንሃርፕሪት ኣብ ሌስተር ኣብ ዝርከብ ገዝኣ ትኽክለኛ ማሕበራዊ ክንክን ጥቅሉል ኣብ ቦትኡ ከምዘሎ ርግጸኛ ክኸውን ይኽእል።

 

  • Bezpłatne narzędzie do zarządzania urządzeniami mobilnymi ብ
  • ጥቅሉል ማሕበራዊ ክንክን: ብጉጅለ ማሕበራዊ ክንክን ዝቐርብ
  • ደገፍ ማሕበረሰብ: ብማሕበረሰባዊ ነርሲንግ ዝቐርብ

 

słoń

 

ሓበሬታ ሃርፕሪት ምክፋል፡ ንጉጅለታት ሆስፒታል፡ ማሕበረሰባውን ማሕበራ ዊ ክንክንን ዝያዳ ሓበሬታ ክረኽቡ የኽእሎም፡ እዚ ድማ ዝሓሸን ውሑስን ክንክን ክህቡ የኽእሎም።

 

 

 

Zakochać się Nie

 

ናይ Zakochany Rozmowa kwalifikacyjna słoń  Zachód słońca Zachód słońca Zachód słońca słoń To jest Co?

 

እወ። መዝገብ ክንክን ሌስተር፡ ሌስተርሻየርን ሩትላንድን ንኽካፈል ናይ ምቅዋም መሰል ኣለካ። ይኹን እምበር ሰራሕተኛታት ውሑስ ውሑስ ውልቃዊ ክንክን ንምሃብ ኣብ መዝገብ ክን ክን ሌስተር፣ ሌስተርሻየርን ሩትላንድን ዝተኻፈለ ሓበሬታ ክረኽብዎ እንተደልዩ ብሕጋዊ መንገዲ ክረኽብዎ ይፍቀደሎም።

 

Nie Święte Gdzie?

 

ብዛዕባ መዝገብ ክንክን ሌስተር፡ ሌስተርሻየርን ሩትላንድን ዝኾነ ሕቶታት ምስ ዝህልወኩም፡ በጃኹም ንዝኾነ ናይ ጥዕና ወይ ክንክን በዓል ሞያ ርኸቡ፡ ንሱ ድማ ንሕቶኹም ናብ ክፍሊ ምሕደራ ሓበሬታ ትካሎም ክውከስ ይኽእ ል።

 

Zakończenie Święte

 

Bezpłatne ንዝያዳ ሓበሬታ ኣብ መርበብ ሓበሬታ ከተማ ሌስተር CCG ተወከሱ፤

https://leicesterleicestershireandrutland.icb.nhs.uk/your-care-record/

 

Bezpłatne LLR ንምርኻብ፡ በጃኹም ብኢመይል፤

leicspart.llrcarerecord@nhs.net

pl_PLPolish
Przejdź do treści
Przegląd prywatności

Ta strona używa plików cookie, abyśmy mogli zapewnić Ci jak najlepsze wrażenia z użytkowania. Informacje z plików cookie są przechowywane w przeglądarce użytkownika i pełnią takie funkcje, jak rozpoznawanie użytkownika przy ponownym wejściu na naszą stronę internetową oraz pomagają naszemu zespołowi zrozumieć, które sekcje strony internetowej są dla użytkownika najbardziej interesujące i przydatne.